ከተማታት ሃይቅ፣ ቢስቲማን ለሚን ተቛሪፁወን ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁወን ዝነበራ ከተማታት ሃይቅ፣ ቢስቲማን ለሚን ተቛሪፁወን ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን።

ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝተቛረፀን ከተማታት ኣገልግሎት ንኽረኽባ እናተገበረ ብዝርከብ ርብር÷ ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ደብረ ብርሃን ትርከብ ከተማ ለሚ ከምኡ እውን ኣብ ዲስትሪክት ደሴ ዝርከባ ሃይቅን ቢስቲማን ሎሚ መዓልቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክረኽባ ክኢለን፡፡

ጉድኣት ዝበፅሖም መከፋፈሊ ኤሌክትሪክን መስመራት መመሓላለፊን ብምፅጋን ተቛሪፁወን ዝነበረ ሓይሊ መሊሰን ክረኽባ ልዑል ርብርብ እናተገበረ ከምዝኾነ ካብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment