ከም ኣሕዋት ሃገራት ብሓር ንምዕባይ ርክብና ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ – ዋናፀሓፊ ገዛኢ ፓርቲ ጅቡቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅቡቲን ኢትዮጵያን ብደም ዝተኣሳሰና ኣሕዋት ሃገራት ስለዝኾንና ብሓር ንምዕባይ ርክብና ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ዋና ፀሓፊ ገዛኢ ፓርቲ “ፒፕልስ ራሊ ፎር ፕሮግረስ” ጅቡቲን ሚኒስትር ኢኮኖሚ እታ ሃገርን ኢልያስ ሙሳ ዳዋሌ ገሊፆም።

ጅቡቲን ኢትዮጵያን ንነዊሕ ዓማውቲ ጥንኩር ርክብ ዘለወንን ብደም ዝተኣሳሰሩን ተመሳሳሊ ባህሊ ዝካፈሉ ህዝቢታት ዘለዉወን ሃገራት ስለዝኾና ብሓባር ንምዕባይ ጥንኩር ዝምድነአን ብዝበለፀ ኣጠናኺረን ክቕፅላ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም፡፡

“ፓርቲ ብልጽግና ኩለመዳይ ድሌት ኢትዮጵያውያን እናመለሰ ዝርከብን ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋእን ንኸመፅ ዝበረታታዕ ምንቅስቓስ እናገበረ ዝርከብ ፓርቲ ኢዩ” ክብሉ እውን ተዛሪቦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment