ኦፌኮ ንፕሮፌሰር መረራ ጉዲና ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ገይሩ መሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌደራሊስት ኮንግረንስ ኦሮሞ (ኦፌኮ) ንፕሮፌሰር መረራ ጉዲና ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ገይሩ መሪፁ።

እቲ ፓርቲ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ፡፡

ኣብ ጉባኤኡ ድማ ካብ ፕሮፌሰር መረራ ጉዲና ብተወሳኺ፥ ንኣይተ በቀለ ገርባ ተቀዳሚ ምክትል ኣቦ መንበር ኦፌኮ ገይሩ መረፁ፡፡

እቲ ፓርቲ አናካየዶ ኣብ ዝርከብ ስሩዕ ጉባኤ፥ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ 17 ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እውን መሪፁ፡፡

ንክልተ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከቤ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ፥ ካብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝተውፃእፅኡ ኣባላትን ኣመራርሓታትን እቲ ፓርቲ ተሳተፍቲ ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ፡፡

እቲ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ብሲፈን መገርሳ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment