እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ንመበል 42 ዙር ዘሰልጠኖም ኮማንዶታት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ንመበል 42 ዙር ዘሰልጠኖም ኮማንዶታት የመርቕ ኣሎ።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ካልኦት ላዕለዎት ኣዘዝቲን እቲ ሰራዊት ተረኺቦም።

እቶም ተመረቕቲ ኢትዮጵያ ዝብል ስያመ ዝተውሃቦምን ካብ ሰራዊት ምክልኻል፣ ሓይሊ ባሕሪን ፖሊስ ፌዴራልን ዝተውፃእፅኡን ንብዙሕ ኣዋርሕ ዝሰልጠኑን ከምዝኾኑ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment