እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ታንዛኒያ እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ 95 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቶም ዜጋታት ናብ ዓዶም ንክምለሱ ኣብ ታኒዛኒያ ዘሎ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን ብሓባር ብዝገበርዎ ፃዕሪ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ ቀፃሊ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት በምትሕብባር ካልኦት ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ከምዝስራሕ ኣብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment