እንግሊዝ ካብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪታት ዕምበባ እተኽፍሎ ዝነበረ ቀረፅ ገዲፋቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪታት ዕምበባ እተኽፍሎ ዝነበረ ቀረፅ ከምዝገደፈቶ ኣፍሊጣ።

እተን ሃገራት መስ እንግሊዝ ዘለወን ልውውጥ ንግዲ ቀሊልን ምቹእን ንምግባር ዓሊሙ ዝተውሃበ ውሳነ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ዕምበባ ዘፍሪያ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ፍሪያተት ብዘይገደብ ናብታ ሃገር መእታው ከምዝኽእላ ተገሊፁ።

መንግስቲ እንግሊዝ ቅድም ክብል፥ ካብ ኬኒያ፣ ኢትዮጵያ፣ ሩዋንዳ፣ ታንዛኒያን ኡጋንዳን ኣብ ልዕሊ ዝለኣኹ ፍሪያታት ዕምበባ 8 ሚኢታዊ ታሪፍ የኽፈል ከምዝነበረ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

Comments (0)
Add Comment