እንኳዕ ንመውሊድ በዓል ኣብፀሐኩም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ መበል 1497 በዓል መውሊድ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ኣብ መውሊድ ነቢዩ መሓመድ(ሰዐወ)  ዓለም ኣዚያ ተረቢሓ ኢያ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ታሪክ ዓለም ተቐይሩ ኢዩ፤ ህይወት ደቂ ሰባት ለዊጡ” ክብሉ ገሊፆም።

ስለዝኾነ በዓል መውሊድ እነኽብሮ ታሪክ ዓለምን ህይወት ደቂ ሰባትን ብምቕያር ክኸውን ኣለዎ ኢሎም።

ብግብርናን ኣፍራዪ ኢንዱስትሪን እንሰርሖ ዘለና ስራሕ ታሪክ ሃገርናን ህይወት ህዝብናን ዝልውጥ ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

ንኢትዮጵያ ካብ ኲናት ብምልቓቕ ገፅና ሙሉእ ብሙሉእ ታሪክን ህይወትን ናብ ዝልውጥ ትልሚታት ክነዝውር ኢና ኢሎም።

ነዚ ድማ ዝጀመርናዮ ልምዓት ስርዓተ ምግቢ ስድራና ንክቕይር ብትግሃት ንክንሰርሕ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment