እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 497 በዓል መውሊድ ኣብፀሐኩም-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ መበል 1 ሺሕን 497 በዓል መውሊድ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።

እተን ከንቲባ ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመውሊድ በዓል ነብዩ ሙሓመድ ኣብፀሐኩም ኢለን።

ዝተፀገሙ ብምሕጋዝ፣ ንዝሓመሙ ዱዓ ብምግባር፣ ነብዩ መሓመድ ይገብርዎ ከምዝነበሩ ብምትሕዝዛንን ምትሕስሳብን እቲ በዓል ንክኽበር ትምኒተን ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment