እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ልደታ እናስምዑዎ ዝርከቡ ጭርሖ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ልደታ እናስምዑዎ ዝርከቡ ጭርሖ

– ብመሪር ቃልሲ ጥዑም ዓወት ክነመዝግብ ኢና!

– ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ክብሪ ኣለና!

– ንሰራዊት ምክልኻል ተኸፊሉ ዘይውዳእ ውዕለታ ኣለና!

– ብናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳን ወፍሪ ሚዲያን ምስሊ ሃገረይ ኣይባላሾን!!

Comments (0)
Add Comment