እቲ ጉጅለ ራዕዲ ከምዘዋፈሮም ዝተጠርጠሩ 116 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ትህነግ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ከምዘዋፈሮም ዝተጠርጠሩ 116 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ዞባ ደቡብ ወሎ ገሊፁ።

ምክትል ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሰይፉ ሰይድ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ዞባ እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ወረራ ምስ ዝፈፀመሉ ሰሜን ወሎ ዝዋሰን ስለዝኾነ፤ ሸሊኾም ክኣትዉ ንዝኽእሉ ጥንኩር ውዳበ ብምፍጣር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment