እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዋግህምራ ንዝርከቡ ተመዛበልቲን ትካላትን ንምጥያሽ ዝውዕል 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብኲናት ዝዓነዉ ትካላት ንምጥያሽን ተመዛበልቲ ወገናት ንምሕጋዝን ዝውዕል 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ዩኒቨርሲቲ ወሎን ወልድያን ሓዊሱ ኣብ ሰሜን ወሎ ዋግህምራ ንዝርከቡ ትካላትን ተመዛበልቲ ወገናትን ዝበፅሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ንዩኒቨርሲቲ ወሎ 6 ሚሊየን ብርን ንዩኒቨርሲቲ ልዲያ ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ላፕቶፕን ዴስክ ቶፕ ኮምፒዩተርን ከምኡ እውን ሓገዝ ናውቲ ቢሮ ተገይሩ፡፡

ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ቆቦ ድሬሮቃን ሰቆጣ ኣበረገሌ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ልዕሊ 12 ሚሊየን ብር ዝግመት ክዳውንቲ ዘካተተ ሓገዝ እውን ኢዩ፡፡

ብኣለባቸው ኣባተ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment