ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ሕክምና ኮቪድ 19 ዝሕግዝ ጉጅለ ሕክምና ክትልእኽ ኢያ።
እቲ ሰብ ሞያ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሆስፒታል ሳምሶን ኣሱታ ናብ ኢትዮጵያ ዝለኣኽ እንትኸውን፥ ብዶክተር ኣሳፍ ፔሬተዝ ዘምራሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣብ ኢትዮጵያ ነከልተ ሰሙናት ዝኣክል ፃንሒት ከምዝህልዎ ድማ ዋይ ኔት ኒውስ ፀብፂቡ።
ምስ ቫይረስ ኮሮና ብዝተተሓሓዘ እስራኤል ዘለዋ ልምዲን ፍልጠትን ንምክፋል ዝዓለ ከምዝኾነ አውነ ተገሊፁ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!