እስራኤል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ብኹለመዳይ ዓውዲታት ክብ ምባል ትደሊ ኢያ-ሚኒስትር ክልላዊን ከባቢያውን እስራኤል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ አስራኤል ረታ ኣለሙ ምስ  ሚኒስትር ክልላዊን ከባቢያውን እስራኤል ኦፊር አኩኒስ ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻር ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ብፍላይ ድማ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ከልላዊን ከባቢያውን ምትሕብባር ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ብዛዕባ አትፍፅሞም ተግባራት በዝምልከት ኣምባሳደር ረታ መብርሂ ሂቦም።

ሚኒስትር ክልላዊን ከባቢያውን እስራኤል ኦፊር አኩኒስ ብግደኦም፥ ኢትዮጵያ ንክልቲኣዊን ቀጠናዊን ምትሕብባር ኢኮኖሚ ልዑል ዓቕሚ ከምዘለዋ መግንዛቦም ተዛሪቦም።

አያይዘውም የእስራኤል መንግሥት ትብብሩን በሁሉም ዘርፍ ለማሳደግ ያለውን ፍላጎት ገልጸዋል፡፡

ስለዝኾነ እስራኤል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ብኹለመዳይ ዓውዲታት ክብ ምባል ትደሊ ኢያ ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

Comments (0)
Add Comment