ኤግዚቢሽን ባህልን ፌስቲቫልን ክልል ደቡብ ምዕራብ ህዝብታት ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚቢሽን ባህልን ፌስቲቫልን ክልል ደቡብ ምዕራብ ህዝብታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ቦንጋ ተጀሚሩ።

ኣብቲ መኽፈቲ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ወ/ሮ ነፊሳ ኣልማሃድ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶ/ር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ፣ ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ እቲ ክልል ኣይተ ፀጋዬ ማሞን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

ብተወሳኺ ካብ ኩለን ዞባታት ዝተውፃእፅኡ ጉጅለታት ባህሊ፣ ዓበይቲ ዓዲን መራሕቲ ሃይማኖትን ተሳቲፎም።

እቲ ኤግዚብሽን፥ “ባህልና ንዘላቒ ሰላምናን ሓድነትናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment