ኤጀንሲ ምዝገባን ምርግገሳፅን ሰነዳት ምስ ቡና ኢንተርናሽናል ባንኪ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ምዝገባን ምርግገሳፅን ሰነዳት ፌዴራል ምስ ቡና ኢንተርናሽናል ባንኪ ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።

እቲ ስምዕነት ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ሙሉቀን ኣማረን ፕሬዚዳንት ቡና ኢንተርናሽናል ባንኪን ኣይተ ሙሉጌታ ኣለማየሁ ተፈራሪሞምዎ፡፡

ዓማዊል ናብቲ ባንኪ ዘምፅኡዎ ሰነድ ውክልና ትኽክለኛ ምዃኑ ምስ ቋት ሓበሬታ እቲ ኤጀንሲ ብቐጥታ ዘረጋግፁሉ ስርዓት ንምጅማር ዝሕግዝ ከምዝኾነ ካብተ ኤጀንሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment