ኤደን ሃዛርድ ካብ ብሄራዊ ጋንታ ቤልጂየም ንገዛእ ርእሱ ኣርሒቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤደን ሃዛርድ ካብ ብሄራዊ ጋንታ ቤልጂየም ንገዛእ ርእሱ ከምዘርሓቐ ዕላዊ ገይሩ።

ቤልጂየም ኣብ ቀዳማይ ዙር  ዋንጫ ዓለም ምስንባታ ስዒቡ ኢዩ ካብቲ ብሄራዊ ጋንታ ወፂኡ።

እቲ ወዲ 31 ዓመት ንሃገሩ ኣብ 126 ፀወታታት ብምስላፍ 33 ሸቶታት ምቑፃሩ  ጎል ዶት ኮም ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment