ኤክስፖ ኢኖሼሽን ኣቪዬሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ኢኖሼሽን ኣቪዬሽን ኣብ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ።

እቲ ኤክስፖ፥ “ምህዞ፣ ንምርምር ኣቪዬሽን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ እንትኸውን ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኢዩ ተኸፊቱ ተባሂሉ።

ውፅኢታት፣ ፍሪያትን ኣገልግሎትን ምህዞ ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ከምዝቐረበ ተገሊፁ።

ኣብቲ ኤክስፖ ዝተፈላለዩ ዘተታት ከምዝካየዱ ተሓቢሩ።

ብመራኦል ከድር

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment