ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተኸፊቱ።

እቲ ኤክስፖ፥ “ሰበኽ ሳግምነት ህብረ ቀለም ምብራቕ ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ን ተወከልቲ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካን ኣብ መኽፈቲ እቲ ኤክስፖ ተረኺቦም።

ብይስማው ኣደራው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment