ኤምባሲ ጂቡቲ 60 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 60 ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ።

ካብ ሞንጎ እቶም ፍልሰተኛታት 14 ዝኾኑ ኣብ የመን ኣብ ልዑል ፀገም ብምፅናሕ ናብ ጅቡቲ ዝኣተዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

ዝተረፉ ድማ ናብ ማእኸላይ ምብራቕ ንምስጋር ናብ ጅቡቲ ምስ ኣተዉ ኣፀገምቲ ኩነታት ተገንዚቦም ሓሳቦም ዝቐየሩ ከምዝኾኑ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube    

Comments (0)
Add Comment