ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።

እቲ ኤምባሲ ትማሊ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ንዝኾኑ ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ዘመሓላለፎ ሰናይ ትምኒት፥ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ ከልቲኣዊ ዛዕባታት ብምትሕበባር ምስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ።

 

Comments (0)
Add Comment