ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ኣብ ገዝኣት ሲንድ ብሓደጋ ውሑጅ ንዝተጎድኡ ፓኪስታናያዊያን ሰብኣዊ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ኣብ ገዝኣት ሲንድ ብሓደጋ ውሑጅ ንዝተጎድኡ ፓኪስታናያዊያን ሰብኣዊ ሓገዝ ገይሩ።

ኣምባሳደር ጀማል በከር ንልዕሊ 8 ሺሕ ተጎዳእቲ ኢዮም ሓገዝ ገይሮም።

እቲ ደገፍ፥ ምግቢ፣ መድሓኒት፣ መፅለሊን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

በቲ ሓደጋ ልዕሊ 1 ሺሕ 600 ዜጋታት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ እቲ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment