ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ውስትራሊያ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ዝምዝገቡሉ ሊንክ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያ ካምቤራ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ውስትራሊያ፣ ኒውዚላንድን ኣብ ቀጠና ሃገራትን ንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝምዝገቡሉ ኣማራፂ መፈጠሪ መርበብ ሓበሬታ (ሊንክ) ኣፋሊጡ፡፡

እቲ ኤምባሲ ቅድም ክብል ኣብ ዝተገለፃ ሃገራትን ኣብቲ ዞባ ዝነብሩን ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን https://docs.google.com/…/1FAIpQLSc…/viewform ኣብ ዝብል ኣማራፂ መርበብ ሓበሬታ ብምጥቃም ክምዝገቡ ኣፍሊጡ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ +61405332934 ወይ ድማ canberra.consular@mfa.gov.et ብዝብል ዝቐረበ ኣማራፂ ኢሜይል ብምድህሳስ ተወሳኺ ሓበሬታታ ክረኽቡ ከምዝኽእሉ እውን ተሓቢሩ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment