ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስሩዕ ኣገልግሎቱ ይህብ ኣሎ- ኣምባሳደር ፍጹም አረጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንግተን ዲ.ሲ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስሩዕ ኣገልግሎቱ ይህብ ኣሎ ክብሉ ኣምባሳደር ፍጹም አረጋ ገሊፆም።

ኣምባሳደር ፍጹም አረጋ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ሓደ ሓደ ኣካላት ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንግተን ዲ.ሲ. ዘሎ ናይ ኢትዮጵያ ኤምባሲ ኣገልግሎት ደው ኣቢሉ ኢዩ ዝብል ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ይውዝዑ ከምዘለዉ ሰሚዕና ኢሎም።

ይኹን እንበር ኤምባሲና ስሩዕ ኣገልግሎት ኣብ ምሀብ ከምዝርከብ ብትሕትና ንገልፅ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment