ኤምባሲ ቻይና ንምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ቻይና ንምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ገይሩ።

እቲ ደገፍ ኣሰራርሓታት ዘጠናኽሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ “እቲ ኤምባሲ ዝገበረልና ደገፍ ኣወሃህባ ኣገልግሎት እቲ ከተማ ብዝበለፀ ንምምሕያሽ ዝሕግዝ ኢዩ” ኢለን።

እቲ ኤምባሲ ንዝገበሮ ደገፍ ምምስጋነን ካብቲ ምምሕዳር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment