ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍራዪ መሳርሒታት ሕክምና ዝኾነ ጀርመናዊ ኩባኒያ ሲመንስ 10 ማሽናት ኣልትራ ሳውንድ ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ።
ኣብ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ርኽክብ፥ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን ኦውየር፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ሳህረላ ዓብዱላ፣ ዳይሬክተር ኤክስፖርት ኩባኒያ ሲመንስ ዶ/ር ኡው ቦርክን ፕሮቮስት እቲ ሆስፒታል ዶክተር ገዛ ወንድማገኝን ተረሒቦም፡፡
የአልትራሳውንድ ማሽኖቹ በኮሌጁ የኮቪድ-19 ወረርሽኝን ለመከላከል፣ ተላላፊና ተላላፊ ያልሆኑ በሽታዎችን ለመመርመር እንደሚያግዙ ተመላክቷል
እቶም ማሽናት ኣልትራሳውንድ ኣብቲ ኮሌጅ ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻል፣ ተመሓላለፍቲን ዘይተመሓላለፍቲን ሕማማት ንምምርማር ከምዝሕግዙ ምግላፁ ካብቲ ሆስፒታል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B
5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ
ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።