“ኣፍሪካ ኤሌክትሮኒክ ትሬድ ግሩፕ” ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ቢሩኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣፍሪካ ኤሌክትሮኒክ ትሬድ ግሩፕ” ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ቢሩኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ከምዝተዳለወ ገሊፁ።

“ኣፍሪካ ኤሌክትሮኒክ ትሬድ ግሩፕ” (ኢ- ትሬድ ግሩፕ)ባህጊ ኣባል ሕብረት ኣፍሪከ መሰረት ዝገበረ ልውውጥ ንግዲ ንምስላጥን ብሓባር ንምስራሕን ዝተጣየሸ ኩባኒያ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ዋና ቤት ዕዮ እቲ ኩባኒያ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ እንትኸውን፥ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላትን ትካላት ንግዲን ብምሕቛፍ ኦኮኖሚ እታዛ ኣህጉር ክብ ንምባልን ዕድል ስራሕ ንምፍጣርን ከምዝሰርሕ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ኣብ ዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓማውቲ መናእሰይን ደቂ ኣኒስቲዮን ተረባሕቲ ዝገብሩ ለዕሊ 600 ሺሕ ዓውዲታት ስራሕ ደኣንት ዕላዊ ናይ ምግባር ዕላማ ኣለዎ ተባሂሉ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment