ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ቀዋሚ መቐመጢ ክህልዋ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ 29 ሕዳር ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ህዝቢ ዘለዋ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መቐመጢን ድምፂን ክህልዋ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመመድ ኣፍሊጦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝሐሸ ውክልና ንኽረኽባ ኣብ ዝግበር ምንቅስቓስ ከምዝተፀምበሩ ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብሪሆም።

ስለዝኾነ እውን “ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ቀዋሚ መቐመጢን ተሰማዕነትን ንኽህልዎም ኣብ ዝካየድ ምንቅስቓስ ተፀምቢረ ኣለኹ” ኢሎም።

እቲ ምንቅስቓስ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅ ዝሐሸ ተሰማዕነትን ቀዋሚ መቐመጢን ንኽረኽባ ዝሓትት ከምዝኾነ እውን ገሊፆም።

በዚህ ንቅናቄ አፍሪካን በተመለከተ የሚወሰኑ ውሳኔዎች ከአፍሪካ ውክልና ውጭ መወሰን እንደሌለባቸውም አስምረውበታል

ኣብቲ ምንቅስቓስ ንኣፍሪካ ኣመልኪቶም ኣብ ዝውሰኑ ውሳነታት ካብ ውክልና ኣፍሪካ ወፃእ ክውሰኑ ከምዘይግበኦም እውን ኣስሚሮሙሉ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment