ኣፍሪካ ብዓለም ለኸ ትካላት ዝግበኣ ቦታ ነክትረክብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣባላት ሃገራትን ጠንኪሮም ክሰርሑ ኣለዎም-ሙሳ ፋኪ መሓመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ብዓለም ለኸ ትካላት ዝግበኣ ቦታ ነክትረክብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣባላት ሃገራትን ጠንኪሮም ክሰርሑ ኣለዎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሓመት ገሊፆም።

እቶም ኮሚሽነር ኣብ ስነስርዓት መኽፈቲ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ኣፍሪካ ሐዚ ዘላትሉ ስእነት ሰላም ጠመተ ብምግባር ተዛሪቦም።

ኣፍሪካ ጠንካራ፣ ሰላማዊትን ዝማዕበለትን ንክትከውን ኩሎም ኣካላት ኢድ ንኢድ ብምትሕሓዝ ክሰርሑ ኣለዎም ኢሎም።

በቢእዋኑ እናተበራኸቱ ዝመፅኡ ዕልዋ መንግስታትን ብዕጡቓት ሓይልታት ዝግበር ጎንፂን እታ ኣህጉር ንቕድሚት ከይትግስግስ ከምዝቐየድዋ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment