ኣፍሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ንቤልጂም 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ውድድር ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ንቤልጂም 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ።

ኣብ ምድብ ሽዱሽተ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታት ቤልጂየምን ሞሮኮን ተራኺበን ሞሮኮ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምዕዋት መሪሕ እቲ ምድብ ክትከውን ክኢላ።

ኣብቲ ምድብ ዝርከባ ክሮሽያን ካናዳን ምሽት ሰዓት ሓደ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment