ኣፍሉዌንስ ዝተብሃለ ኩባንያ ቻይና ፍሪያት ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሉዌንስ ዝተብሃለ ኩባንያ ቻይና ፍሪያት ምፍራይ ምጅማሩ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ኩባኒያ ምስቲ ኮርፖሬሽን ውዕሊ ስምምዕነት ብምኽታም ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ባህርዳር ስራሕቲ ቅድመ ኦፕሬሽን ክገብር ከምዝፀንሐ ተገሊፁ።

ልዕሊ 725 ሚሊየን ብር ኢንቨስት ዝገበረ ኣፍሉዌንስ፥ ዝተፈላለዩ ቆፃሪታት ትራንስፎርመሮችንን ዲጂታልን ብምፍራይ ነዕዳጋ ውሽጢ ዓዲ ዘቕርብ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment