ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ዝተፈላላያ ሃገራት ኣብ ክሊ ዝህሉ ፓርላመንታዊ ርክብ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ዝተፈላላያ ሃገራት ኣብ ክሊ ዝህሉ ፓርላመንታዊ ርክብ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣሳሊጦም።

በቶም ኣፈ ጉባኤ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ሩሲያ ከተማ ሴይንት ፒተርስ በርግ ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ዝተሰናደአ ዓመታዊ ጉባኤ ይሳተፍ ኣሎ።

ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ጎድኒ ንጎድኒ እቲ ጉባኤ ምስ ዝተፈላላያ ሃገራት ኣብ ክሊ ዝህሉ ክልቲኣዊ ፓርላመንታዊ ርክብ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣሳሊጦም።

Comments (0)
Add Comment