ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብሕልፈት ህይወት ነበር ሴናተር ኣሜሪካ ጂም ኢንሆፍ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ብሕልፈት ህይወት ነበር ሴናተር ኣሜሪካ ጂም ኢንሆፍ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

እቶም ኣፈ ጉባኤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሴናተር ጂም ኢንሆፍ ኣብ ሓጎስ ይኹን ፀገም ሓቀኛ ፈታዊ ኢትዮጵያ ምንባሮም ኣዘኻኺሮም።

Comments (0)
Add Comment