ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ናብ ታይዋን ኣምሪሐን።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ፔሎሲ ኣብ ታይዋን ዝገብርኡ ዘለዋ ዑደት ብዝምልከት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ዑደት ከምዘውግዞ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ መግለፂኡ፥ ዑደት እተን ኣፈጉባኤ መትከል “ሓንቲ ቻይና” ዝጠሓሰ ክሕደት ኢዩ፤ ኣሜሪካዊያን ብሓዊ ይፃወቱ ኣለዉ፤ ኣሜሪካ ንናይ ዓለም ሰላም ቀንዲ ፀላኢት ምዃና ኣረጋጊፃ ኣላ ምባሉ ዝፀብፀበ ድማ ኤም ቲቪ ኢዩ።
ኣብታ ሃገር ዕላዊ ዑደተን ከምዝጀመራ እወን ተገሊፁ።
እተን ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ኣብ ኤስያ ዑደት የካይድ ምህላወን ይፍለጥ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።