ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዘኽእል ኣወዳድባ ተሃኒፁ- ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ሃገር ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዘኽእል ኣወዳድባ ከምዝተሃነፀ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
 
መበል 25 ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
 
ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጄ ዱጉማ፥ ኣብ መመሓየሺ ኣገልግሎት ጥዕና ኢትዮጵያ ጎስጓስ ህዝቢ ብምፍጣር ናብ ተግባር በህፁፅ ንምእታው ዘኽእል ኣወዳድባ ይህነፅ ኣሎ ኢሎም።
 
ነቲ ኣገልግሎት ብቐረባ ደገፍን ክትትል ንምግባር ንውሳነ ዝሕግዝ እዋናዊ ሓበሬታ ናይ ምቕራብ ኣሰራርሓ ኣብዚ ዓመት ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም።
 
እቲ ጉባኤ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ከምዝተፈረመ ተዛሪቦም።
 
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
 
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
 
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
 
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
 
Comments (0)
Add Comment