ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ዳያስፖራ ብምኽኒያት ጎንፂ ዝተጎድኡ ትካላት ንምህናፅ ዘኽአል ሰበድ ስምምዕነት ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሚኒስቴር ጥዕናን ትምህርቲን ክምዝተኸተመ ተሓቢሩ።
ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ እቶም ትካላት ከመዝሃንፅ ድማ ካብቲ ኣገልግሎት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እተን ሚኒስቴራት ብምኽኒያት ጎንፂ ዝተጎድኡ ትካላት ናብ ስራሕ ንምእታው ዝገብርኡ ፃዕሪ ንምሕጋዝ እቲ ዳያስፖራ ልሙድ ደገፉ ንኸካይድ ፃውዒት ኣቕሪበን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።