ኣገልግሎት ብሄራዊ ድሕንነት ኬኒያ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ብሄራዊ ድሕንነት ኬኒያ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ዑደት ገይሩ።

ኣብቲ ኣገልግሎት ዳይሬክተር ደሕንነት ወፃኢ ዶ/ር ሰይፍ ሳሊም ሱለይማን ዝመርሕዎ ጉጅለ ልኡኽ ኢዩ ዑደት ገይሩ።

እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብ ድሕንነት ሳይበርን ሳይበር ቴክኖሎጂ ልምዓትን ዝስርሑ ዘለዉ ምርምር ቴክኖሊጂን ስራሕቲ ልምዓትን ከምኡውን ማእኸል ልምዓት ልምዓት ኢትዮጵያ ታለንት ተዓዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment