ኣዲስ ኣበባ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ፖሊሲ ስምምዕነት ከተማ ሚላን ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዲስ ካብ ኣፍሪካ ኣበባ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ 4ይ ፖሊሲ ስምምዕነት ከተማ ሚላን ብምዃን ተመሪፃ።

ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተወሳኺ ካብ ኣፍሪካ ርእሰ ከተማ ሴኔጋል ዝኾነት ዳካር ኣባል ብምዃን ከምዝተመረፀት ተገሊፁ።

እቲ መርሃ ግብሪ መረፃ ብምገባ ዝሐሸ ኣፈፃፅማን ተሞክሮን ዘለወን ከተማታት ዓለም ዝምረፁ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሴኔጋላዊት ከተማ ዳካርን ኣብ ዓብዪ ኮሚቴ ብኣባልነት ተመሪፀን።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment