ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ዝበለፀ ተመክሮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ዝበለፀ ተመክሮ መበል ሻምናይ ስምምዕነት ግሎባል ፖሊሲ ምግቢ ከተማ ሚላን ዘላቒ ኣመጋግባን ስነ ምግብን ዓውዲ ተዓዊታ።

ኣዲስ ኣበባ እቲ ሽልማት፥ ብብርኪ ዓለም ምስ 133 ከተማታት ተወዳዲራ ከምዝረኸበቶ ተሓቢሩ።

ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ እቲ ሽልማት ከምዝተቐበላ ድማ ተገሊፁ።

ኢትዮጵያ ቀዳምነት ንሰብ ዝህብ ፖሊሲ ብምስንዳእ ትፍፅሞ ዘላ ሰብ ተኮር ተግባራት ኣብቲ መድረኽ ንዝተረኸቡ ከንቲባታትን ተሳተፍቲን ልምዲ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment