ኣይተ ጥላሁን ከበደ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ ስድራ ኣፅናዕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጥላሁን ከበደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ  ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ ስድራ ኣፅናዕኒዖም።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፆም።

ንስድርኦም እውን ምፅንዕናዕ ተመኒዮም።

 

ብማቱሳላ ማቴዎስን መለስ ታደለን

Comments (0)
Add Comment