ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳዶር ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳዶር ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ዘትዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ከይዲ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ፕሪቶሪያን ተዛመድቲ ዛዕባታትን ጠመተ ዝገበረ ልዝብ ተሳሊጡ።

ብተወሳኺ ጉዳይ ናብ ማሕበረሰብ ምፅንባርን ምትካል እግሪን ነበር ተዋጋእቲ፣ ካልኦት ክልላዊ ዛዕባታትን ዘድሃበ ዘተ ከምዝገበረ ተገሊፁ።

ኣምባሳድር ዳረን ዊልች፥ ትግራይ ናብ ንቡርን ዝሐሽ ብርክን ንምብፃሕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ መንግስቶም ከምዝሕግዝ ገሊፆም።

ነበር ኣባላት ተዋጋእቲ እግሪ ንምትካልን ናብ ስሩዑ ናብራ ንክምለሱን ሓገዝና ክነጠናኽር ኢና ኢሎም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment