ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ሆሴ ማሲንጋ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምበሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ሆሴ ማሲንጋ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣሜሪካ ዘቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ግዜያዊ ምምሕዳር እውን ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ስትራተጂካዊ ዛዕባታትን ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ፕሪቶርያን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ነይሩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment