ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ሉንዱኬስት ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ይዝትዩ ኣለዉ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ላዕለዎት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ተረኺቦም።

ኣብ ትግብራ ውዕሊ ፕሪቶርያ፣ ኣብቲ ክልል ኣጋጢሙ ዘሎ ሓደጋ ድርቂን ነዚ ንምፍታሕ ዝግበር ሰብኣዊ ሓገዝን ጠመተ ዝገበረ ዘተ ክኸውን ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment