ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣኼባ ኢጋድ ንምስታፍ ናብ ካርቱም ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ )ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ኢጋድ ንምስታፍ ናብ ካርቱም ኣምሪሖም።

ኣይተ ደመቀ ካርቱም እንትበፅሑ ላዕለዎት ሰብ መዚ ሱዳንን ሓለፍቲ ስራሕ ኢጋድን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቲ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሰላም፣ ፀፅታ፣ ጎንፂን ብተፈጥሮ ዘጋጠሙ ሓደጋታትን፣ ውሕስነት ምግቢን ካልኦት ዛዕባታትን ምብራቕ ኣፍሪካ ክዛተዩ ኢዮም።

ብተወሳኺ ኣብ ዓለም ለኻዊ ዛዕባታት ብዝምልከት ዘተ ከምዝግበረሎም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment