ኣይተ ደመቀ ምስ ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ኣብ ምብራቕን ደቡብን ቀርኒ ኣፍሪካ  ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ኣብ ምብራቕን ደቡብን ቀርኒ ኣፍሪካ ኢቫ ካዲሊ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ቀፃሊ ምስ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ብሓባር ኣብ ዝስርሑ ጉዳያት ተላዚቦም።

ንፀገም ዝተቓልዑ ህፃናትን ስድራን ካብ ድኽነት ንምውፃእ ቀዳመንት ምሃብ ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣይተ ደመቀ ኣፅንኦት ሂቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment