ኣይተ ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን መንበሪ ህንፃ ዲፕሎማሰኛታትን መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን መንበሪ ህንፃ ዲፕሎማሰኛታትን መሪቖም።

እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ንዝገበሮ ምጥብባር ኣመስጊኖም፡፡

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ቱርኪ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ብቅድሚ ትማሊ ናብ ህንዲ ምቕነዖም ይዝከር፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment