ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ርእሰ ከተማ ኮሞሮስ ሞሮኒ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ርእሰ ከተማ ኮሞሮስ ሞሮኒ ኣቲዮም።

ኣይተ ደመቀ መኮንን ሞሮኒ እንትኣትዉ  ሲገቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮሞሮስ ዶሂር ዳህልክማል ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ሎሚ ረፋድ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ ኣዛሊ ኣሱማኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ከምዝዝትዩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ዑደት ትማሊ ብታንዛኒያ ምጅማሮም ይፍለጥ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube    

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment