ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “ንዘበናት ወለዶ ብዘሃንፁን ንኢትዮጵያ ክብ ዘብሉ ስራሕቲ ሙዚቃን ነኽብሮ ፍሉጥ ድምፃዊ ኣለማየሁ ሕልፈት ዝተሰመዐኒ ሓዘን ይገልፅ” ኢሎም፡፡

ኣብ ኢትዮጵያዊ ጨዋነት ዘበርከቶም ዘበን ዝሳገሩ ስራሕቲ ጥበቡ ኣብ ቀፃሊ ወለዶ ዝሃንፁ ከምኡ እውን ዕቤት ሃገር እናርአዩ ዝዘልቁ ከምዝኾኑ እውን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡

ብምዃኑ ንስድርኡ፣ ኣድነቕቱንንኹሎም ቤተሰብ ኪነ-ጥበብን ምፅንዕናዕ ተመኒዮም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment