ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት(ኣይኦኤም) ኤሚ ፖፕ ዘቲዮም።

ኣይተ ደመቀ፥ ጎድኒ ንጎድኒ ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ፎረም ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ኢዮም እቲ ዘተ ኣካይደምዎ።

ፀገም ዘይሕጋዊ ስደት ንምፍታሕ ስደት ምስ ልምዓት ምትእስሳር ከምዘድሊ ተዛሪቦም።

እተን ዋና ዳይሬክተር ብግደአን፥ ኣይኦኤም ስደት ብዘላቕነት መስ ልምዓት ንምትእስሳር ከመዝተስማዕመዐ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment