ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ብሪታንያን ሰሜን ኣየርላንድን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ብሪታንያን ሰሜን ኣየርላንድን ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ጆን ዌልች ተዛቲዮም።

ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ጎንፂን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ንዝግበር ደገፍ አመስጊኖም።

ኢትዮጵያ ኣብ ፕሪቶሪያ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕ ሰላም ንምትግባር ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፆም።

በቲ ጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ከባቢታት መሰረታዊ ኣገለግሎታት ካብ መጅማር ብተወሳኺ ፍኖተ ካርታ ሽግግር ፍትሒ ይሰናዳእ ከምዘሎ ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment