ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ  ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን  ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ  ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ተዛቲዮም።

ብተመሳሳሊ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሴራሊዮን ፕሮፌሰር ዴቪድ ፍራንሲስ ክትቲኣዊ ርክብ ኣብ ዘጠናኽሩ  ጉዳያት ዘተ ምክያዶም ከብ ቤት ፅሕፈት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment